ስምዒታትና ክንቆጻጸሮ ኣይንኽእልን ግን ብሓሳብናን ቃላትናን ኣተሓሳስባናን ከመይ ጌርና ከም እነመሓድሮ ክንመሃር ንኽእል ኢና። ጆይስ ከመይ ከም ዝገብር ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዘርእየና እዩ።