ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣምላኽ ብናጻ ዝህቦ ሓጐስ ከመይ ጌሮም ከም ዝረኽብዎ ኣይፈልጡን እዮም። ሎሚ ጆይስ ሓጎሱ ንምቕባል ንሓባራዊ ዕንቅፋታት ከመይ ጌርካ ከም እትሰግሮ ትገልጽ።