ምቕባል ምምሃር 2ይ ክፋል

ኣምላኽ ንዓኻ ዝሃበካ ኩሉ ሰናይ ነገር ተቐቢልካ ዲኻ? ሎሚ ጆይስ ካብ ኣምላኽ እንታይ ክንቅበል ከም እንኽእል፡ ድሕሪኡ ድማ ከመይ ጌርና ነቲ ዝተቐበልናዮ ከነካፍል ከም እንኽእል ትካፈል።

Facebook icon Twitter icon Instagram icon Pinterest icon Google+ icon YouTube icon LinkedIn icon Contact icon