የሱስ ከመይ ጌርና ክንነብር ከም ዘሎና ምሂሩና እዩ፣ ከመይ ጌርና ከም እንጽሊ ድማ! ኣብ ሓሙሽተ ፍሉጣት ጥቕስታት ቅዱሳት መጻሕፍቲ፡ ማለት ጸሎት ጐይታ፡ ብዕምቆት ንምምሃር ምስ ጆይስ ተጸንበሩ።